ሓበሬታ ብዛዕባ’ዚ ስልጠና፡
እዚ ስልጠና፥ ላዕለዋይ ደረጃ ቪድዮ ኢዲትንግን ከምኡ’ውን ፎቶሾፕ የጠቓልል።
-
- 1ይ ክፋት (Part 1) ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ቪድዮ ኢዲትንግ ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ቪድዮ ኢዲትንግ ከኣ በብሓደ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
- ብተመሳሳሊ፥ ኣብ 1ይ ክፋል (Part 1) ናይ ፎቶሾፕ ዘሎ ቪድዮታት: ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት ናይ ፎቶሾፕ ከኣ በብሓደ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
Course Features
- Lectures 20
- Quizzes 0
- Duration 48 weeks
- Skill level All levels
- Language English
- Students 2
- Certificate Yes
- Assessments Yes