ሓበሬታ ብዛዕባ’ዚ ስልጠና፡
እዚ ስልጠና፥ ኮምፒተር ንጀመርትን ከምኡ’ውን ኮምፒተር 2ይ ደረጃ የጠቓልል።
-
- 1ይ ክፋት (Part 1) ናይ ኮምፒተር ንጀመርቲ ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት ናይ ኮምፒተር ንጀመርቲ ከኣ በብሓደ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
- ብተመሳሳሊ፥ ኣብ 1ይ ክፋል (Part 1) ናይ ኮምፒተር 2ይ ደረጃ ዘሎ ቪድዮታት: ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት ናይ ኮምፒተር 2ይ ደረጃ ከኣ በብሓደ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
Course Features
- Lectures 20
- Quizzes 0
- Duration 3 hours
- Skill level All levels
- Language Tigrigna, English
- Students 3
- Certificate Yes
- Assessments Yes
1 Comment
Thanks drar