ሓበሬታ ብዛዕባ’ዚ ትምህርቲ፡
እዚ ትምህርቲ 6 ክፋላት ኣለዎ። ከምኡ’ውን Online Store ምስራሕን ስልጠናን የጠቓልል።
- 1ይ ክፋት (Session) ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት (Sessions) ከኣ በብኽልተ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
- ብድሕሪ እቲ 6 ክፋላት ድማ Online Store ምስራሕን ስልጠናን ቀጺሉ ይስዕብ።
Course Features
- Lectures 17
- Quizzes 0
- Duration 5 hours
- Skill level All levels
- Language English
- Students 173
- Certificate Yes
- Assessments Yes
26 Comments
16 ዓመት ተማሂረ ውጽኢት ዘይረኸብኩሉ ናይ ኤርትራ ትምህርቲ ኣብ ኣዋርሕ ዘይኣክል ኣብ draracademy ዝፈለጥክዎን ጀሚረዮ ዘለኩ ኮርስን ሂወተይ ናብ ጽቡቅ ኣንፈት ከምዝሕዝ ገይሩኒ ኣሎ። ስለዚ ምርጫኩም draracademy ይኩን።
ኢዮብ ገብሪ ስዊዘርላንድ
ብጣዕሚ ጽቡቅን ብሉጽን ጥበብ መምህር ጀርጆ ኣብዚ ሎሚ ዘሎ ሓበሬታ እቲ ዝሓሸን ከዕውተካን ዝኽእል ስራሕ ክትረክብ ብዝቀለለ ክትረክብ እንተኮይንካ ናትካ ቻነልን መገዲን ምኽታል ጥራሕ እዩ። ካብ ኩሉ ዘሐጉሰካ ካብ ዝተምሃርካዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝገበርካዮ ኢኻ ትህበና ዘለኻ።ከማኻ ይብዝሑ ንዓኻ ኽኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
What he is giving us is Goldmine. I like his confidence. „ It is good because I do it“ Thankyou George.
May God bless you more and more.
Georgo is an amazing friendly, experienced, honest person. he is there to help all Eritrean communities. For me he gave me a second chance to take over the stock market course because I didn’t have the chance to have one-to-one coaching before. And now I am doing Online Business Pro, If you want to enjoy life well, I advise you to go to draracademy.com and take some classes. And I assure you that you can reap the fruits well.
Eyob GEBRU
Selam kbur hawey .bezi thbeni zeleka tmhrti azye Agub eye. azyu blux tmhrti hbreteseb zlwT.
ብመጀምርያ ልባዊ ሰላምታይ የቅርብ።
ብምቅጻል እሂ ዝወሰድክዎ ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቅምንን ብዝሕ የዕብይንን።ቅድሚ ናይ ገርጆ ትምህርት ምርካበይ እንታይ ክገብር እየ ኢለ ይጭነቅ ነይረ።ኣንፈተይ ውን ጠፊኡኒ ነይሩ።ሕጂ ግን ሳላ ትምህትቱን ማዕድኡን ዕላማይ ፈሊጠ በቲ ዝሃበኒ ምክርን ማዕዳ online business ክከፍት ወሲነ።ብጣዕሚ ወሳንን እዋናውን ኣገዳስን ንሕብረትሰብ ልውጥን ዘርብሕን ብልጽ ትምህርቲ።ቀጽሎ
ብመጀምርያ ልባዊ ሰላምታይ የቅርብ።
ብምቅጻል እዚ ዝወሰድክዎ ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቅምንን ብዝሕ የዕብይንን።ቅድሚ ናይ ገርጆ ትምህርት ምርካበይ እንታይ ክገብር እየ ኢለ ይጭነቅ ነይረ።ኣንፈተይ ውን ጠፊኡኒ ነይሩ።ሕጂ ግን ሳላ ትምህትቱን ማዕድኡን ዕላማይ ፈሊጠ በቲ ዝሃበኒ ምክርን ማዕዳ online business ክከፍት ወሲነ።ብጣዕሚ ወሳንን እዋናውን ኣገዳስን ንሕብረትሰብ ልውጥን ዘርብሕን ብልጽ ትምህርቲ።ቀጽሎ።
Tesfom Gebretnsae
Selam jorjo hawey kesile bezi thibeni tmhrti btaemi egbti eye bezi kulu tgebrelna tmhrti kemesgneka ydeli amlak msaka ykun ab online business mkfatey edlena eye kemzi natey dlyet zelekum Kea nab drar acadamiy ktmeharu ymne
ሰላምታ ኣይረሰዓኩን (Memhr Drar “”) ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስረሓካ ኣሳልጦ ኢንዳ ተመነኩ። እዚይ ንህዝብና ዝያዳ ፍልጠትን ናይ ኢኮነሚክ ፍልጠትን ሓይልን ንክህልዎ እትገብሮ ስራሕታትካ ብልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ኢየ።ቀጺለ ድማ ኣነ ተምሃራይ (Online Business””””)ዝወሰድኩ (kurse “””) ብጣዕሚ ጽብቅ ኣድመዓን ከይኑ ረኪበየ።ቅጠባዊ ሓርነት መንገድታት ስልጠና ክትመሃሩ ምስ ትደልዩ ኣብ ድራር ሂወት ይኩን ። ብዝተረፈ ኣምላክ ካብዙይ ዘሎ ሕማም ናጻ ክትህልዉ ኢንዳ ተመነኩ : ካብዙይ ዘሎ ሕማም የጥፈኣልና ።ምስ ሕውነታዊ ሰላምታ ,ካብ ሓውኩም (Samsom Haile) Deutschland in Bremen “””””💼✅✅❤💚💚💚
George is an amazing friendly and experienced entrepreneur. he is there to help all Eritrean communities. For me he gave me a second chance to take over the stock market course because I didn’t have the chance to have one-to-one coaching before. And now I am doing Online Business Pro, If you want to enjoy life well, I advise you to go to draracademy.com and take some classes. and i have one recommendation if that’s possible if u can added to the course a word document to key in the important things u say in the video so the student can read it as well as the can listen to the videos, personally i can understand more when I’m reading it. sometime it takes more effort to take notes and listen as the same time.
its just a suggestion if it is possible we don’t have to worry about taking notes when listening so we can concentrate in the words what u saying. overall all the course u doing is excellent i gain more information and knowledge by taking course with you.
thank you.
መጀመርታ ምሎእ ጥዕና ኣብ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ናብራካ እንዳተመነኮ መምህ ድራር ጀርጀ ሕወይ ናይ በሕቅ ድራር ሂወት እካ ኣነ ኣብ ኩሉ እትገብሩ ይካታተለካ እየ ኣብ ሂወተይ ከኣ ብጣዓሚ ብዙሕ ለውጢ ረኣን ኣሚጺኣን ኣለኩ ሕጀ ከኣ ኣበ ኦንላይን ቢዝነስ ኩርስ ወስደ ኣለኮ ብጣዕሚ ከኣ ዊጺእታዊ ኮኑ ረኪበየ ኣለኩ በቲ እቲህቡ ኣግልጉለት ብልቢ እና ነመስግን ኣምላክ ምሳካ ይኩን ካባካ ከኣ ብዝሕ እና ረኪብና ብዝሕ ካኣ ንጺበ Thank you so much
ኣምላክ መጻድፎ ይፈጥር አሞ መዳያይቦ ካኣ ይገብር ዝብሃል ቢሂል ብኣካል ረኪበያ።ኣቦ ፍልጠትን ኣቦ ስደትን ኢኻ አሞ ኣምላክ ኣብዚሑ ጸጋ ይሃብካ መምህር ሓወይ።ንዓና ካኣ ሓይሊ ይሃበና መንገድና እቕኒዕናስ ንካሎኦት ክንከውን።
ሰላም drar Acadami መጀመርታ ልባዊ ሰላምታ ይብጽሃኩ ኣነ ሳሜኤል ዝታባህልኩ ተማህራይ online business pro በቲ ዝወሰድኩዎ cours ብጣዕሚ ካብ ትጺቢተይ ንላዕሊ ኮይኑ ረኪበዮ በቲ ዝሃቡኩምኒ ኩሉ ሓገዝኩም ማለት ኣብቲ ኣሳራርሓ መብሳይት ይኩን ኣብ ኩሉ ትምህርቲ ነዓይ ብታዕሚ ሓጋዚ ክይኑ ረኪበዮ መጀመርታ ናብዚ ክኣቱ ከለኩ ዋላ ሓንቲ ኣይፈልቶን አየ ነይረ ግን በቲ ዝወሰንኩሞ ውሳነ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ሕጂ ከማን በቲ ትህቡኒ ዘለኩም ትምህርቲ ኣዝየ ሕጉሱን ዑግበን አየ ሳላኩም ኣብ ዝላዕለ ደርጃ ክበጽሕ ተስፋ ኣለኒ Thanks your so much
samiel Abraham
France
መጀመርያ ሰላምን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
ብምቕጻል ነዓና ነሕዋትኩ በቲ ዝርደአና ቓኣንቓ
ነዚ መደብ ከፊትኩም ዓቢ ናይ ትምህርቲ ዕድላት ብምምጻኩም ሓጎሰይ ክገልጸልኩም ይፈቱ
አነ ስመይ ገብሻ ይብሃ አብ ናይ Online Business Kurse
ይወስድ ኣለኩ በቲ ኮርስ ድማ ብታሚ ዑጉብ ኢየ
በዚ ኣጋታሚ ንኩሎ Draracadamy በቲ ኩሉ ትምህርትኩም ኣገላልጻኩም ኣቀባብላኩም የቀኔልና ኣብ ስራሕኩም ምሉእ ኣሳልቶ ይምነየልኩም
ንዓና ከኣ መንገዲ ዓወት ኣሪኢኩምና ኢኩም እሞ ኣብ ዓወት የብጽሓና
ካብ ገብሻ
ብመጀመርያ ሰላም ኪብል ይፈቱ፡ ኣነ ዮሴፍ ሃይለ እየ ዚብሃል፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ኪኣ ይቕመጥ። ቀጺለ ድራር ኣካዳሚ ኒዓይ ካብቲ ዚተጸበኺዎ ኒላዕሊ ጽቡቕ ትምህርቲ ኮይኑ እየ ረኺበዮ። እዚ ዲጅታል ዓለም በየናይ ከም ዚኣትዎ ንዊሕ ግዜ ተሸጊረ እየ ጸኒሐ፡ ሕጂ ግን ቢዉሑዱ ቢኮምፒኡተር ዚግበር ዕዳጋ ይኹን ስራሕ ቢ ምትእምማን(ኮንፊደንስ) ንኽገብር ሓጊዙኒ እዩ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ድራር ኣካዳሚ ንዓና ንኤርትራውያን(ተዛረቢቲ ትግሪኛ) ብቛንቓና ብሙዃኑ ብዑምቐት ብኽንርድኦ ሓጋዚ እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ዲማ ንኹሉኹም ኣባላት(መማህራን) ድራር ኣካዳሚ ብሊቢ ከመስግን እፈቱ።