ሓበሬታ ብዛዕባ ትምህርቲ ኮምፒተር፡
እዚ ትምህርቲ 6 ክፋላት ኣለዎ።
- 1ይ ክፋት (Session) ምስ ተመዝገብኩም ሽዑ ንሽዑ ክመጸኩም’ዩ።
- ቀጺሉ ዘሎ ክፋላት (Sessions) ከኣ በብሰለስተ መዓልቲ ክመጸኩም’ዩ።
Course Features
- Lectures 11
- Quizzes 0
- Duration 48 weeks
- Skill level All levels
- Students 39
- Certificate Yes
- Assessments Yes
-
Tesfit
b
-
W.T92
Weldu Tekle
ብመጀመርታ ጆርጆ ሓወይ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ መዓልታዊ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጥን እምነየልካ። ኣነ በዚ ዝወስዶ ዘለኹ ናይ Online business ትምህርቲ ብጣዕሚ ዕጉብ የ ናይ ጆርጆ ትምህርቲ ኣዚዩ ብሉጽን ሞያዊ ተሞክሮ ዝተሓወሶን ንተማሃሩኡ ብሉጻት ኣብነታት እንዳሃበ ብውሕሉል መንገድታት ከረድእ ዝክእል መምህር ሂወት ጆርጆ ድራር ይኹን መርጫኹም መጺኩም ራኣይዎ ርግጸኛ የ ከምእትፍትዎ። Drar academy is high recommended.