Back

መልሲ ንሕቶታትኩም

ኣብ ዝመረጽክሞ “ሕቶ” ብምጥዋቕ (Click ብምግባር) መልሲ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

መልሲ ንምርካብ ነዚ ቪድዮ ተመልከቱ።

  1. ምሉእ ሓበሬታ ናይ Credit/Debit Card ብምሃብ ብOnline ክትከፍሉ ትኽእሉ።
  2. ብዝኾነ ምኽንያት ብOnline ክትከፍሉ ምስዘይትኽእሉ፥ እቲ ክትወስድዎ እትደልዩ ዓይነት ትምህርቲ ብምጥቃስ ኣብ WhatsApp +41767013465 ክትውከሱና ትኽእሉ።
ንዝያድ ሓበሬታ “ከመይ ጌርና ኣብ ዝመረጽናዮ ትምህርቲ (Course) ንምዝገብ?” ዝብል ሕቶ ተወከሱ።
 
 

 ካብ’ታ ዝተመዝገብኩምላ መዓልቲ፥ እቲ Course ክሳብ ሓደ ዓመት ኣብ ኣካውንትኹም ይጸንሕ። ድሕሪኡ ግን እቲ ይዕጾ።

 
 

መልሲ ንምርካብ ነዚ ዝስዕብ ቪድዮ ተመልከቱ።

እቲ ክፍሊት (Payment) ብዝኾነ ምኽንያት ዕዉት (successful) ኣይነበረን ክኸውን ይኽእል’ዩ። ኣብ ባንክ ኣካውንትኹም ብምኻድ፥ ገንዘብ ከምዝተወስደኩም ከተረጋግጹ ትኽእሉ።

 

 

መልሲ ንምርካብ ነዚ ዝስዕብ ቪድዮ ተመልከቱ።